
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
SBS
Radio: SBS Chill
Categorias: Noticias y política
Añadir a Mi Lista
Escuchar el último episodio:
Episodios anteriores
-
4068 - ቀረብኩም ናይ ጠላዕ ጸገም ምስዝገጥሞም ደገፍ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም። (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) Wed, 17 Aug 2022
-
4067 - ቁጽሪ 6 ናይ ቢል ራስል ጡረታ ወጺኣ፣ ኣብ ዙር ደ ለ'ኣቨኒር ኤርትራ ክትሳተፍ'ያ፣ ታምራት ቶላ ንለንደን ክሰግራ'ዩ Mon, 15 Aug 2022
-
4066 - ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (8/8/2022) Tue, 09 Aug 2022
-
4065 - Interview with Dr Musie Tesfagiorgis Tue, 02 Aug 2022
-
4064 - ክጅመር'ዩ ዝበሃል ዘሎ ዝርርብ መንግስታት ትግራይን ኢትዮጵያን ኣሜሪካ፣ ው.ሕ.ሃ.ን ሕብረት ኤውሮጳን ክሕወስዎ'ዮም ተባሂሉ Mon, 08 Aug 2022
-
4063 - ኢትዮጵያ ኣብ ካሊ2022 ብብዝሒ መዳልያታት ሳልሰይቲ ወጺኣ ተሳትፎኣ ብዓወት ዛዚማ፣ ኤርትራ ሓደ ብሩርን ነሓስን ተሰሊማ Mon, 08 Aug 2022
-
4062 - ምርጫ ኬንያ፣ ተወዳደርትን ዞባዊ ጽልውኡን Sat, 06 Aug 2022
-
4061 - ፍልስጤማውያን ዕጡቓት ኣብ ቓዛ ግብረመልሲ ንመጥቃዕቲ ኣየር እስራኤል ይህቡ Sun, 07 Aug 2022
-
4060 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (4 ነሓሰ 2022) Thu, 04 Aug 2022
-
4059 - መንግስቲ ኤርትራ ንመገሻ ናብ ታይዋን ላዕለወይቲ በዓል ስልጣን ኣመሪካ ናንሲ ፔሎሲ ዝነቅፍ መግለጺ ኣውጺኡ (ጸብጻባት) Thu, 04 Aug 2022
-
4058 - ኣብ ቤት ትምህርታት ኣውስትራልያ ኣለርጂ ብኸመይ ይተሓዝ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) Wed, 03 Aug 2022
-
4057 - ላዕልን ታሕትን ዕዳጋ ኣባይቲ ምስ ምውሳኽ መጠን ወለድ Wed, 03 Aug 2022
-
4056 - “ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ናብ ነባር ክብሩ ንምምላስ ሓያል ጻዕሪ ይግበር ኣሎ” ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ። Mon, 28 Mar 2022
-
4055 - ኢራን ኑክሌስ ከይተማዕብል ንምክልኻል፡ ኣመሪካ ንወረራ ዩክሬን ከም ምኽንያት ትጥቀመሉ። Mon, 28 Mar 2022
-
4054 - ታሪኻዊ ዓወት ቢንያም ግርማይ ኣብ በልጅም፣ ደራርቱ ቱሉ ንትግራይን ኣትሌታታን ኣብ ዝምልከት ዘርኣየቶ መሪሕነት Mon, 28 Mar 2022
-
4053 - “ናይዝጊ ንታፍላ ክጸርፎ ይኽእል’ዩ፡ ኣብ ክውንነት ግን ሓጎስ ንስምኦን ከምኡ ኣይኮነን።” ቃለ መሕትት ምስ ሓጎስ ሲዚኒኖ (ቀዳማይ ክፋል) Sat, 26 Mar 2022
-
4052 - ክንክን ስንን ግርጻንን ኣስተምህሮ ካብ ዶ/ር ገነት እንድርያስ Sat, 26 Mar 2022
-
4051 - ቀዳማይ ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እቲ ብሚልዮናት ዝቑጸር ህዝቢ ትግራይ ከም ዝኾነ ፍሉይ ልኡኽ ዴቪድ ሳተር ፊልድ ተዛሪቦም። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) Thu, 24 Mar 2022
-
4050 - ኣመሪካን መሓዙታን ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ዝኸፍአ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ብራስለስ ይእከቡ። (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 24 መጋ 2022) Thu, 24 Mar 2022
-
4049 - ህጻን ሴም ኣብርሃም ካብ ኣዲስ ናብ ስዊዘርላንድ ብሰላም ኣትዩ፡ ዝርርብ ቀ/ሚ ኣብይን ፕረ/ደብረጽዮንን፡ ኣብዚ ሰሙን ካብ ዘዛረቡ ዛዕባታት ምስ መም ዮሴፍ Thu, 24 Mar 2022
-
4048 - ምንባይን ምውናንን ናይ ገዛ እንስሳታት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) Wed, 23 Mar 2022
-
4047 - ቀጥታ ምሉእ መደባት SBS ትግርኛ (22 መጋቢት 2022) Tue, 22 Mar 2022
-
4046 - መጥቓቲ ቅድሚ ሕጂ ዘይተፈተነ ሚሳይል ራሻ ኣብ ዩክሬን (ዕለታዊ ዜና 21 መጋቢት 2022) Mon, 21 Mar 2022
-
4045 - መ/ኢትዮጵያ 95 ሜ/ቶን መድሓኒት ናብ ትግራይ ክኣቱ ፈቒዱን ፤19 ቢልዮን ብር ንትግራይ ከም ዝሰለዐን ኣፍሊጡ። (ካብ ጸብጻባት ዜና) Mon, 21 Mar 2022
-
4044 - ኣትሌታት ኢትዮጵያ ኣብ በልግረይድ ሻምፒዮናታት ዓለም ውሽጢ ኣዳራሽ መዳልያታት ሓፊሶሞ፣ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ስሙ እናገነነ ይኸይድ Mon, 21 Mar 2022
-
4043 - ለበዳ ኮቪድ-19 ካብ ዝኾነ ካልእ እዋን ንላዕሊ ኣብ ሓዘን ንዝርከቡ ሰባት ዝያዳ ክንርድኦምን ክንሕግዞምን ከምዘለና ኣርእዩና’ዩ Sun, 20 Mar 2022
-
4042 - ሰልፊ ለበር ኣብ ምርጫ ደቡብ ኣውስትራሊያ ብዓብላሊ ተዓዊቱ Sun, 20 Mar 2022
-
4041 - “ሽም ናይ ሰብ ጸዊዕካ ኣብ ቃልዕ (ሚድያ) እንተኣውጺእካዮ ድሮ ገበን ተፈጺሙ ኣሎ ማለት’ዩ።” ግዜጠኛ ተመስገን ደበሳይ Fri, 18 Mar 2022
-
4040 - ቀጥታ ምሉእ ፈነወ SBS ትግርኛ (18 መጋቢት 2022) Fri, 18 Mar 2022
-
4039 - "ቭላድሚር ፑቲን ገበነኛ ኲናት'ዩ" ጆ ባይደን (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 17 መጋቢት 2022) Thu, 17 Mar 2022
-
4038 - ኣብ ኤርትራ: ኣስገዳድ ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ንሃገራዊ ኣገልግሎት ክምርመር ኣብ ሕ/ኣፍሪቃ ከም ዘመልከተ ሂዩዉማን ራይትስ ዎች ኣፍሊጡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) Thu, 17 Mar 2022
-
4037 - ህልቂት ኤርትራዊያን ኣብ ኣዲስ፡ ጉዳይ ድምጻዊ ፍጹም በራኺን ካልእን (ዛዕባታት ማ/ ሚድያ ምስ መም ዮሴፍ ወርቀ) Thu, 17 Mar 2022
-
4036 - ምልክታት ሕማም ልቢን፡ ክግበሩ ዝግባእ ስጉምቲታትን Wed, 16 Mar 2022
-
4035 - ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ 14 መጋቢት 2022 Tue, 15 Mar 2022
-
4034 - "ሩስያን ዩክረይንን ክዛተያ እየን" (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 14 መጋቢት 2022) Mon, 14 Mar 2022
-
4033 - "ህዝቢ ትግራይ ንረሃብ ምቅልዑ: ኣብ ታሪኽ ሓደገኛ ነገር እዩ።" ቀ/ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣብዪ ኣሕመድ። Mon, 14 Mar 2022
-
4032 - ሩስያውያን ወነንቲ ዓበይቲ ጋንታታት ክእገዱ ኣብ ዝህደንሉን መጻኢ’ተን ጋንታታት ኣብ ሓደጋ ኣብ ዝወደቐሉን ደገፍተን ከመይ ይቀበልዎ፧ Mon, 14 Mar 2022
-
4031 - ምሽራው ኤርትራ ምስ ራሻ፡ ጽልዋ ኲናት ዩክሬን ኣብ ኲናት ትግራይን ሳዕቤኑን። ዘተ ምስ ዶ/ር ኪዳነን ዶ/ር ቶማስን Sun, 13 Mar 2022
-
4030 - ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ 11 መጋቢት 2022 Fri, 11 Mar 2022
-
4029 - ኣብ ዩክሬን ዝርከብ ሓደ ናይ ቆልዑ ሆስፒታል ብዝተፈጸመ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ ብዙሓት ተጎዲኦም (ካብ ዜና 10 መጋ 2022) Thu, 10 Mar 2022
-
4028 - ገለ ኤርትራውያን:ቢልዮነር ኢላን መስክ ኣብ ኤርትራ ኢንተርነት ክዝርግሐሎም ይምሕጸኑ ኣለዉ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) Thu, 10 Mar 2022
-
4027 - ዉዕሎ ወራር ራሻ ኣብ ዩክሬን (ዜናዊ ትንታነ) Thu, 10 Mar 2022
-
4026 - "ተጋደልቲ ተኾሊለን'የን ናብ ቃልሲ ዝጽምበራ ኔረን።" ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ካብ ዘዛረቡ ዛዕባታት Thu, 10 Mar 2022
-
4025 - "ሕልመይ ካብ ማ/ሰብና ተወዳደርቲ ሓምበስቲ ቆልዑ ምፍራይ'ዩ።" ሶፊያ ኢዮብ ካብ ተመሃሪት ናብ መምህር ምሕምባስ Wed, 09 Mar 2022
-
4024 - ንርእስኻ ካብ ብኦንላይን ዝመጽእ ምትላል ብኸመይ ተኸላኸል፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ Wed, 09 Mar 2022
-
4023 - ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ 07 መጋቢት 2022 Tue, 08 Mar 2022
-
4022 - ፕ/ት ዘለንስኪ ሓይልታት ሩሲያ ሰኑይ ንናይ ዩክሬይን መከላኸሊ ትካላት ከጥቅዑ ትጽቢት ይገብር ። (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 7 መጋ 22) Mon, 07 Mar 2022
-
4021 - “ኣብ ትግራይ መሰል ናጽነት ህዝቢ መሊሱ ከይጭወ ካብ ሕጂኡ ናይ ነፍስወከፍ ሰብ እጃም ክንጸባረቕ ኣለዎ።” ስየ ኣብርሃ (ካብ ጸብጻብ ልኡኽና Mon, 07 Mar 2022
-
4020 - ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ፓሪስ-ኒስ ካብ'ቶም ዝለዓሉ 10 ኣትዩ፣ ሰሎሞን ባሬጋ ኣብ ስፐይን ተዓዊቱ Mon, 07 Mar 2022
-
4019 - ኣብ ግብጺ 98 ኣንስትዮ ደያኑ ኣባላት ባይቶ ፍርዳዊ ኣካል ኮይነን። Mon, 07 Mar 2022
Mostrar más episodios
5